Site announcements

ዘሐጉስ ብስራት ካብ ግራንድ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ!

par Grand Technology Solutions,

ግራንድ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ምስ ኣርኣያ ኣዲታትን ህፃናትን ገባሪ ሰናይ ድርጅት ብምዃን ተምሃሮን መማህራንን ዝጥቀምሉ ሓዲሽ ኤሌክትሮኒክ መምሃሪ ሶፍዊዌር ሰሪሑ አቅሪቡ አሎ